መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ አንታይ እዩ

* መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዠጀመርሉ መንቅስቃስ፣ ኣብ ኣውሮፓን ኣብ ኣሜርካን ብ መጀመሪ ዒስራን ሓደን ከፍለ ዘመን ኣብ ዘተፈላለያ ሃገራት መንቅስቃስ ተቃዋምነት ኣሰራርሓ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ማዕርነት ዘይምርካብ ዝተጀመረ ምንቅስቃ አዩ።

* መጅመርያ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ 1909 ተጀሚሩ፥ International Women’s Day
* መጅመርያ መንጪ ምንቅስቃሳት ዘጀመረሉ መክኛት ከኣ፥ 1መሰል ምርጫ(right to vote ) መምሕያሽ ክፍሊት ደሞዝ (better wages/income)
* ኣብ 19th March 1911 ን መጀመርያ ግዜ ኣብ ደንማርክ፣ ጅርመን፣ ስዊዘርላንድ ዘዓበይ ሰለማዊ ሰልፊ ስለ ድገፍ ማዕርንት ድቂ ኣንስትዮ ኣብ ስርሕ፣ ምርጫ፣ሓላፍነት ምፍልላይ ከውገድ ልዕሊ ሚልዮን ሰባት ተኣኪቦም።
* ድሕሪ ቀዳማይ ኩናት ዓልም ፣ ሩስያ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ሰንበት ለካቲት 1913 ከተክብሮ ጀሚራ።
* ድሕሪዚ ደማ ኣብ 1975 ሕቡራት መንግስታት መላእ ዓልም መጋቢ 8 አታ መዓልቲ ከም ዓባይ መዓልቲ ብዓል ኣጽዲቆማ።
* መዓልቲ ደቂ ኣንስተዮ ከኣ ኣብ በዙሓት ሃገራት በተወሳኪ ድማ ኤርትራ ከም ዝብዓል ይፍልጥ።
* ብተወሳኪ ደማ ኣብ ኤርትራ፣ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ካብ ቅድም ኣብ ገድሊ ብዙሕ ትውፊት ክምዝገበራ ፈሉጥ እዩ።
* ድቂ ኣንስትዮ በዙሕ ነገር ክስርሓ ከምዝክእላ ድማ ታሪክ ጥራይ ዘይኮንስ፣ ብ ግብሪ ንርእዮ ኣለና( ኣጆና)።

ኣብዚ ታሕቲ ንርእየን ዘለና ቁሩብ ካብተን ብዙሓት ኣብ ዝተፈላለይ ወዱባት ኣለም ዘልዋ ኣሕዋትና፣ ንምንእስያትና ጽዒርካ ናብ ዝደለካዮ ክም ዝብጻሕ መርዖ አየን አሞ ወብሳይት ችክ ገርና ስርሐን ንመልክተን።

IMG_1873

Haben Girma

https://habengirma.com

IMG_1870

Semhar Araia

https://www.semhararaia.com/about-1

Yodit Tewolde : Defense Attorney

http://www.yoditlaw.com/attorney-bio.html

Advertisements

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out / Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out / Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out / Change )

Google+ photo

You are commenting using your Google+ account. Log Out / Change )

Connecting to %s